ኣብ ሃገራዊ ፈተና ኢትዮጵያ ልዑል ነጥቢ ዘምፅኡ ተመሃሮ ተሸሊሞም
ኣብ ኢትዮጵያ: ኣብ ናይ 12 ክፍሊ መልቀቒ ፈተና ዝለዓለ ነጥቢ ንዘምፅኡ ተመሃሮ፡ ፈላማይ ዝኾነ ሃገራዊ ሽልማት ተዋሂቡዎም። ነቲ ስነ-ስርዓት ዘዳለወ፡ ትካል ሃገራዊ ሽልማት ተመሃሮ ኢትዮጵያ፡ ዕላማ ናይቲ ሽልማት፡ ጽፈት ትምህርቲ ዋኒን ኩሉ ሕብረተሰብ ኸውን ምግባር እዩ ይብል። ተሸለምቲ ተመሃሮ እውን ንድምፂ ኣመሪካ ርእይትኦም ኣካፊሎም ኣለዉ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ