No media source currently available
ኣብ ትግራይ ከተማ ሃገረሰላም ዝነብር መንእሰይ ሃይልሽ ገብረስላሰ ክልተ ኣእዳው ዘይብሉ፣ ኣብ ኣእጋሩ እውን ከቢድ ፀገም ዘለዎ ኮይኑ እዩ ተፈጢሩ፡፡ እንተኾነ ግና ኣካለይ ጐዲሉ ብምባል ኣእዳዉን ኣእጋሩን ኣጣሚሩ ኮፍ ኣይበለን፡፡ ናይ ባዕሉ መስርሒ ውፅኢት ሓፂነመፂን ከፊቱ ይሰርሕ'ሎ፡፡
ርእይቶታት ንምርኣይ
መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ