ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዮሺሄደ ሱጋ ቀዳማይ ምንስቴር ጃፓን ክኾኑ እዮም


Japan's Prime Minister Shinzo Abe, left, receives flowers from Chief Cabinet Secretary Yoshihide Suga after Suga was elected as new head of Japan's ruling party at the Liberal Democratic Party's (LDP) leadership election Monday, Sept. 14, 2020, in…

ዮሺሄደ ሱጋ ሓዱሽ ገዛኢ ፓርቲ ጃፓን ብምዃን ተመሪፆም።ቀፃሊ ቀዳማይ ምንስቴር እታ ሃገር ምዃኖም ዘረጋግፅ እዩ።

ብሰንኪ ጥዕና ካብ ስልጣኖም ከምዝወርዱ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ዘፍለጡ ቀዳማይ ምንስቴር ሺኖ ኣቤ ንምትካእ ገዛኢ ፓርቲ ጃፓን ሊበራል ዴሞክራቲክ ፓርቲ ሎማዕንቲ ሶኑይ ኣብዘካየዶ ምርጫ ሱጋ 377 ድምፂ ረኺቦምኣለው።ካልኦት ክልተ ተወዳደርቲ ብድምር 157 ድምፂ ረኺቦም ኣለው።ድሕሪ ፅባሕ ረቡዕ ኣብፓርላማ ኣብ ዝካየድ ምርጫ እቲ ገዛኢ ፓርቲ ዓብላሊ ድምፂ ስለዘለዎ ቀዳማይ ምንስቴር ኮይኖም ክምረፁ እዮም።

ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG