ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“ቤት ትምህርቲ መሶብና” ኣብ እንዳ ዮናን


“ቤት ትምህርቲ መሶብና” ኣብ እንዳ ዮናን
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:46 0:00

ዮናን ፕሮዳክሽን ዝተባህለ ኣፍራዪ ፊልም “ቤት ትምህርቲ መሶብና” እትብል ናይ ህጻናት ናይ ኣኒመሽን ፊልም ኣዳልዩ ኣሎ። እዛ ክሳብ 30 ደቓይቕ ንውሓት ዘለዋ ስራሕ ንህጻናት መሰረታዊ ትምህርቲ ኣብ ምሃብን ምዝንጋዕን ተራ ክህልዋ ተስፋ ከም ዝገብሩ ኣዳለውታ ንድምጺ ኣመሪካ ገሊጾም። ናይ ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ነዛ ኣስታት 15 ኣባላት ዘሳተፈት ስራሕ ኣመልኪቱ ዘዳለዎ መደብ ኣብ ቂሐ-ጽልሚ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።

XS
SM
MD
LG