ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

YOGA ኣብ ኤርትራ ክፍለጥ ጀሚሩ

YOGA ኣብ ኣካላትን ስነ-ኣእምሮን ደቂሰባት ዓቢይ ናይ ጥዕና ኣበርክቶ ዘለዎ ምንቅስቓስ ኣካላት`ዩ

ኣብ ኤርትራ ኣብ ቀረባ እዋን ንዮጋ ዝምልከት ብዝተሓትመ መጽሓፍ`ዩ እንታይነቱ ተፈሊጡ። ነቲ መጽሓፍ ዝጸሓፈት ሩት ስምኦን ኣብ ነብሳ ፈቲና ኻብ ዝረኸበቶ ተመክሮ ብምብጋስ ኸምዝጸሓፈቶ ትገልጽ።

ንምሉእ ጸብጻብ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

This item is part of
XS
SM
MD
LG