ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ የመን ዝርከቡ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ርድኡና ይብሉ'ለው


ኣብ የመን ህውከት ኣብ ዝተጋደደሉ ኣብዚ እዋን'ዚ ኣብ ከተማ ሰንዓ ዝርከቡ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን አብ ፀገም አቲና ይብሉ'ለው።

እቶም ኣስታት 3-ሽሕ ከም ዝኾኑ ዝገለፁ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ስደተኛታት ኣብዚ እዋን"ዚ ንደሕንነቶም ስለዝሰግኡ ኣብ ከተማ ሰንዓ ኣፍ-ደገ ቤት-ፅሕፈት ትካል ስደተኛታት ሕቡራት መንግስታት ኣብ ፅርግያ ይድቅሱ ከም ዘለው ተዛሪቦም።

እንተኾነ ዛጊድ ካብቲ ትካል ዝረኸብዎ ዘዕግብ ምላሽ ከምዘየለ ተዛሪቦም፣ ዓለም-አኸ ማሕበረሰብ ክሕግዘና ተጣበቁልና ክብሉ ተማሕፂኖም።

ኣብዚኣ'ሞ

ባይቶ ኣመሪካ ብ HR-128 ዝፍለጥ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊን ዲሞክራስያዊ መሰላትን ንኽሕሎ ዝጠልብ ረቂቕ ኣሕሊፉ ኣሎ። እዚ ረቂቕ'ዚ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG