27 ዓመታት ድሕሪ ዕረፍቱ -- የማነ ባርያ ሕጂ’ውን “ኣቦ-ጥበብ”

 27 ዓመታት ድሕሪ ዕረፍቱ -- የማነ ባርያ ሕጂ’ውን “ኣቦ-ጥበብ”

No media source currently available

27 ዓመታት ድሕሪ ዕረፍቱ -- የማነ ባርያ ሕጂ’ውን “ኣቦ-ጥበብ”

ኣብ ሙዚቃ ኤርትራ ብቐንዱ፡ ኣብ ናይ ትግርኛ ሙዚቃ ድማ ብዓቢኡ ዓቢ ጽልዋ ገዲፉ፡ ኣብ መበል 48 ዓመቱ፡ ኣብ 1997 ዝዓረፈ ድምጻዊ የማነ ገብረሚካኤል (ባርያ)፡ 27 ዓመታት ድሕሪ ዕረፍቱ’ውን ጽልዋኡ ዓቢ’ዩ ዘሎ። ኣብ ህዝቢ ብዝነበሮ ለዋህትን ናይ ምትሕግጋዝ መንፈስን ማዕረ ኣብ ደርፍታቱ ዝነበሮ ተቐባልነት’ውን ምዃኑ ዝገልጽ የማነ፡ ኣብቲ ዝሓለፈ ሰሙን ንዝኽሩ ኣብ ኣስመራ ዝተገብረ ምሸት፡ ደርፍታቱ ዝደግሙን ኣበርክቶኡ ዝገልጹን በበይኖም ትሕዝቶታት ቀሪቦም ኣምስዮም።

​
XS
SM
MD
LG