ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዋዕላ ማንዴላ ዋሽንግተን ንመንእሰያት መራሕቲ ኣፍሪቃ ተጀሚሩ


ዋዕላ ማንዴላ ዋሽንግተን ንመንእሰያት መራሕቲ ኣፍሪቃ ተጀሚሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:04 0:00

ዋዕላ ማንዴላ ዋሽንግተን ንመንእሰያት መራሕቲ ኣፍሪቃ ሎሚ ሰኑይ 31 ሓምለ 2023 ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ተጀሚሩ'ሎ። እዚ ብሚንስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ዝዳሎ ዋዕላ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ትሕቲ ሰሃራ ኣፍሪቃ ዝመጹ ኣስታት 700 መንእሰያት ዝሳተፍዎ ኮይኑ፡ ክሳብ ረቡዕ ዝቕጽል'ዩ።

XS
SM
MD
LG