ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዓለምለኸ ሓባራዊ ግብረ ሓይሊ ኢትዮጵያዊያን ናብ ኢትዮጵያ ሸርፊ ወጻኢ ከይልእኹ ጸዊዑ


ዓለምለኸ ሓባራዊ ግብረ ሓይሊ ኢትዮጵያዊያን ዝተባህለ አካል ካብ ዝሓለፈ ዓርቢ ኣትሒዙ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝነብሩ ኢትዮጵያዊያን ናብ ኢትዮጵያ ሸርፊ ወጻኢ ከይልእኹ ጸዊዑ።

እቲ ግብረ ሓይሊ ነዚ ብመልክዕ ወፍሪ ዘቕረቦ መጸዋዕታ ዝሃቦ ሓደ ምክንያት ኢትዮጵያዊያን ዝልእኽዎ ሸርፊ ወጻኢ ነቲ ኣገዛዝኣ ብዘይበጽሕ መንገዲ እንተዘይጌሮሞ ዓቕሚ ምድኻም ይክኣል’ዩ ይብል።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ዓለምለኸ ሓባራዊ ግብረ ሓይሊ ኢትዮጵያዊያን ሸርፊ ወጻኢ ከይልእኹ ጸዊዑ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:43 0:00

XS
SM
MD
LG