ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዓለም ለኸ ዕለት ማይ ተኸቢሩ ዊዒሉ


መጋቢት 22 ዓለም ለኸ ዕለት ማይ ክትኸውን ብመሰረት ዝተገብረ ውሳነ መሰረት እታ ዕለት ሎሚ ኣብ ዙርያ ዓለም ብዝተፈላለየ ምድላዋት ተኽርቢራ ዊዒላ።

ነዛ ዕለት ምኽንያት ብምግባር ናብ ኤርትራ ከተማ አሰመራን ናብ ኢትዮጵያ ክሊ ትገራይ ከተማታት አኽሱምን መቐለን ስልኪ ብምድዋል ብዛዕባ ሃፍቲ ማይን አገልግሎትን ዝምልከቶም ሓለፍቲ አዘራሪብና'ለና።

ካብ ኤርትራ አቶ መብራህቱ ኢያሱ ኣብ ሚኒስትሪ መሬት ማይን አከባቢን ዳይሬክተር ጀነራል ክፍሊ ሃፍቲ ማይ ፣ ካብ ከታማ አኽሱም አማሓዳሪ'ታ ኸተማ አቶ ሽፈራው ፍስሃየን ካብ ከተማ መቀለ ኸአ አቶ ይብራህ ተድላን ንኩነታት ማይ አመልኪትና አዘራሪብና'ለና።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ

XS
SM
MD
LG