ዋሽንግተን —
ዓለም ነቶም ኣብ መንጎ ኲናት ዝተቀርቀሩ ሰላማውያን ሰባት ካብ ጉድኣት ክትከላኸለሎም ዘለዋ ሓላፍነት ዘይምፍጻማ "እቲ ዘሕዝን ሓቂ'ዩ" ክብሉ ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ጉተረስ ትማሊ ሰሉስ ገሊጾሞ።
እቶም ዋና ጸሓፊ ሃገራት ንሕጊ ኲናት ከኽብራ ጸዊዖም'ለዉ።
እዞም ውዕላት ምትግባሮም ዝከታተልን ከም ሓላዊ እዞም ውዕላት ተገይሩ ዝርኣን ዓለምለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል'ዉን ብተመኩሮታት'ዞም ቁጽሪ "ኣብ ኣብ ገሃነም ይነብሩ'ለዉ" ዝበሎም ሰላማውያን ሰባት ጓሂኡ ገሊጹ'ሎ።
ቅጥዒ