ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መጠን ድኽነ ኢትዮጵያ ናብ 33 ሚእታዊ ብዛዕባ ምውራዱ 2ይ ኽፋል


ዶ/ር ተክኤ ኣለሙ
ዶ/ር ተክኤ ኣለሙ

ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ እቶም ዝሓለፉ 15 ዓመታት መጠን ድኽነታ ካብ 55 ምእታዊ ናብ 33 ሚእታዊ ከምዝነከየት ባንኪ ዓለም ኣብዝሓለፈ ሰሙናት ዘውፅኦ ፀብፃብ ይሕብር።ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ እቲ ዝድነቕ ምቕናስ ድኽነት ምርኣያ ኣነፃፂሩ ዝገለፀ ፀብፃብ ባንኪ ዓለም ኣብድ ኽነት ዝፀንሑ ድኻታት ናብ ዝኸፍአ ድኽነት ዝኣተው ከምዘለው እውን ወሲኹ ገሊፁ ኣሎ።ብዛዕባ እዚ ዶክተር ተክኤ ኣለሙ ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ መምህር ስነ ቁጠባ መብርሂ ሂቦምና ኣለው።ዶ/ር ተክኤ ኣለሙ ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ንልዕሊ 29 ዓመታት ዝምሃሩ እዮም።

please wait

No media source currently available

0:00 0:07:02 0:00

XS
SM
MD
LG