ድሕሪ ካልኣይ ዅናት ዓለም ኣብ 1940ታት ኣብዚ ኣብ ዩናይትድ ስቴትስ ዝተፈጠሩ ዓልማዊ ትካል ገንዘብን/IMF ባኒ ዓለምን/WORLD BANK ብዅናት ዝዓነወ ቁጠባ ኣውሮፓ ዳግም እግሪ ንምትካል እዮም ተጣየሾም።እግሪ ናይ ምትካል ሸቶ ምስ ኣዐወቱኸ?ነዚኦምን ንካልኦት ተዛመድትን ሕቶታት ዝምልሱልና ክኢላታት ስነ ቁጠባ ዶ/ር በርሀ ሃብተጊዮርጊስን ኣቶ ሓጎስ ገብረን እዮም።ዝርዝሩ ኣብዚ ኣድምፁ።
እንታይነትን ታሪኻዊ ኣመፃፅኣን ዓለማዊ ትካል ገንዘብን ባንኪ ዓለምን 2ይ ኽፋል
- ገብረ ገብረመድህን
![](https://gdb.voanews.com/c92dc0f2-b88d-481f-8fdc-e2d5b76c809c_w250_r1_s.jpg)
መዘራረቢ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ