ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰልፊ ደቂኣንስትዮ ንማዕረ መሰላት - 2018

ኣብ በበይኑ ኩርንዓት ኣመሪካን ዓለምን ብዝተኣኻኸባ ደቂኣንስትዮን ተጣበቕቲ መሰላተንን ንማዕረ መሰላት ብፍላይ ድማ ኣብ ቀረብ ሕክምና ክፍሊት ምክልኻል ጾታዊ ዓመጽን ካልእን ዝጠልቡ ሰልፍታት ተኻይዱ።

ተወሳኺ ጽዓን

መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ

XS
SM
MD
LG