ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ደፋእቲ ሓድሽ ናይ ስራሕ ዶብ

ደፋእቲ ሓድሽ ናይ ስራሕ ዶብ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:08 0:00

ደፋእቲ ሓድሽ ናይ ስራሕ ዶብ

ብልምዲ ናይ ደቀንስትዮን ደቂ-ተባዕትዮን ተባሂሎም ዝከፋፈሉ ዓውድታት ስራሕ ኣለዉ። ገለ ደቀንስትዮ ግን ነዚ ዝጸንሐ ሓጹር ንምስጋር ይሰርሓ ኣለዋ። ነቲ ፈለማ ዝገጠመን ናይ ዘይምቕባል ግብረ-መልሲ ምስ ሰገራ፡ ኣብቲ ዝሓዘኦ ስራሕ፡ ብዓይኒ ሞያን ኣታዊን ዝግስግሳ ኣብነታውያን ደቀንስትዮ ኣለዋ። ዕዱማት ድምጺ ኣመሪካ ኰይነን ዘለዋ እምበኣር ሰለስተ ነበርቲ ከተማ መቐለ’የን።

This item is part of

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG