ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጥዕና ደቂ ኣንስትዮን ህጻናትን ዓለም ካብ ዝኾነ ጊዜ ንላዕሊ ይመሓየሽ ከምዘሎ ሓድሽ ዝወጸ መጽናዕቲ ሓቢሩ


ኣብ ዙሪያ ዓለም ምምሕያሽ ጥዕና ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ካብ ዝኾን ይኹን ጊዜ ብዝበለፀ ብስሉጥ ይመሓየሽ ከምዘሎ ዝወፀ ፀብፃብ ይሕብር። እዚ ብስፍሓት ዝትግበር ዘሎ ምንቅስቓስ ማእለያ ዘይብሉ ህይወት ከምዘድሓነን ይቕፅል ከምዘሎን እውን እቲ ፀብፃብ ይገልፅ።

እዙ ሓድሽ ፀብፃብ ከምዝሕብሮ ኣብተን ድኻታት ዝበሃላ ሃገራት እንተይተረፈ ኣብ እዋን ሕርሲ ዘጓንፍ ሞትን ኣብ ዕሸል ዕድማኦም ዝሞቱ ህፃናትን ቁፅሮም ኣዝዩ ከም ዝነከየ እዚ እውን “ኩለን ኣዴታት ኩሎም ህፃናት” ብዝብል ብደገፍ ሕቡራት ሃገራት ብዝተወሰደ ተበግሶ እዮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG