ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጋሻ መደብ ኤርትራውያን ኣብ ኣሜሪካ፡ መስፍን ምስግና ስንቀ ደራሲን ኣሰናዳኢን ፊልሚ ዊንታ


ስነ ጥበብ ነፀብራቅ ማሕበረሰብ’ዩ፡ ፊልሚ ዊንታ ኸእ ነፀብራቅ’ቲ ኣብ ወፃኢ ዘሎ ማሕበረሰብ ሓበሻ’ያ ክብል መስፍን ምስግና ስንቀ ደራሲን ኣሰናዳኢን ፊልሚ ዊንታ ገሊፁ።

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተወሊዱ ዝዓበየ መስፍን ምስግና ስንቀ መንእሰይ በፂሒ ኮይኑ ናብ ኣስመራ እንተኸደ’ካ ነቲ ዝበደሆ ክእለት ቓንቓ ትግርኛ መሊኹ ነዛ ፍልሚ ዝኸውን ታሪኽ ደርሱን ነታ ፍልሚ’ዉን ንኸዳልዋ በቂዑ’ሎ።

ኣብ ክፍለ ግዝአት ካሊፎርንያ ከተማ ሳንፍራስሲኮ ዝነብር መስፍን ዛጊድ ብዝረኸቦ ግብረ-መልሲ ከም ዝዓገበን ነታ ፍልሚ ናብ ዓለም-ለኸ ፈስትቫል ፊልሚ ንምቅራባ ከም ዝወጠነ ገሊፁ’ሎ።

ኣብዚኣ'ሞ

ዚምባብወ ድሕሪ ሙጋበ ሕጂውን በቲ ገዛኢ ሰልፊ ምሕደርኣ ክቕጽል'ዩ። እዚ ኣብ'ታ ሃገር ዝተራእየ ለውጢ እምበኣር

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG