ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ - “ዊነር ኪድስ” ዓቕሚ ንባብን ምህሮን ህጻናት ንምዕባይ ዝተዳለወ መደብ

ኤርትራ - “ዊነር ኪድስ” ዓቕሚ ንባብን ምህሮን ህጻናት ንምዕባይ ዝተዳለወ መደብ
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:26 0:00

ኤርትራ - “ዊነር ኪድስ” ዓቕሚ ንባብን ምህሮን ህጻናት ንምዕባይ ዝተዳለወ መደብ

“ዊነር ኪድስ” ዝተሰምየ መደብ፡ ህጻናት ብሕልፊ ድማ እቶም ናይ ኣእምሮ ድሩትነት ዘለዎም ወገናት ንምንባብን ምስትምሃርን ዝሕግዝ መደብ’ዩ። ኣዳለውቲ እዚ ፕሮግራም ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ኤርትራ ብመንገዲ ቶታል ኢንተሊጀንስ ዝተኻየደ ውድድር ምህዞን ፈጠራን ቀዳመይቲ ተዓዋቲት ኰይና፡ ልዕሊ 100-ሽሕ ናቕፋ ተሸሊማ’ያ። እዚ ብመልክዕ መጽሓፍ፡ ናይ ሞባይልን ኮምፕዩተርን መተገበሪን ብናይ ቪድዮ ኣማራጺታት ዝተዳለወ መደብ፡ ንሎሚ ኣብ ፈለማ ብርኪ ንዘለዉ ህጻናት ዝዓለመ’ዩ።

ቅጥዒ

Recommended

XS
SM
MD
LG