ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ፡ አብ ልዕሊ እንሰሳ ዘገዳም ዝፍጸም ገበን ምስ ሰላምን ምርግጋእን ዝህወኹ ተግባራት ገበን ዝተተሓዘ'ዩ


እዚ ዝተገልጸ ሎሚ አብ አዲስ አበባ ኢንተርኮንቲኔንታል ሆቴል ትካል እንሰሳ ዘገዳም ኢትዮጵያ በዓል ስልጣን ልምዓትን ሐለዋ እንሰሳ ኢትዮጵያ ብምትሕብባርና ብሓባር አብ ዝከፍትዎ ናይ ክልተ መዓልታት ዓውደ- መጽናዕት'ዮ።

አብቲ ዓውደ መጽናዕቲ ብተወሳኺ ሎሚ ካብ ዝውለዱ እንሰሳ ዘገዳም'ቶም ዝቅተሉ ቁጽሮም ስለዝበዝሕ አፍሪቃ ብምልእታ አብ ቅልውላውን ድኽነት እንሰሳታት ዘገዳም ትርከብ ክብሉ ሰብ ሞያ ተዛሪቦም'ለው፡ ነዚ ንምግታእ'ውን ተሪር ሕግታት ንከተውጽእን ክትግብርን ለበዎኦም አመሓላሊፎም።

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ ወርሒ ህልው ኩነታት ሰላም ኢትዮጵያ ከመይ ይግምገም

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG