ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ሃገራዊ ሕዛሕቲ ጎቦታት ሰሜን ኢትዮጵያ፡ ዝተላዕለ ባርዕ ሓዊ ንምጥፍኡ ጻዕሪ ይቕጽል


ኣብ ሃገራዊ ሕዛሕቲ ጎቦታት ሰሜን ኢትዮጵያ፡ ዝተላዕለ ባርዕ ሓዊ ንምጥፍኡ ጻዕሪ ይቕጽል
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:50 0:00

ኣብ ዞባ ሰሜን ጎንደር ኣብ ዝርከብ ሃገራዊ ሕዛእቲ ጎቦታት ሰሜን፡ ዝተላዕለ ባርዕ ሓዊ ንምጥፋእ ጻዕሪ ይካየድ ምህላዉ ምምሕዳር`ቲ ከባቢ ኣፍሊጡ። ምኽትል ኣመሓዳሪ`ቲ ዞባ ኣቶ ቢምረው ካሳ ሎሚ ምስ ድምጺ ኣመሪካ ኣብ ዝነበሮ ጻንሒት፡ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ጀሚሩ ክሳብ ሎሚ ቀጺሉ ዘሎ ባርዕ ፡ዘውረዶ ጉድኣት ብወግዒ ክፍለጥ ኣይተኻእለን ኢሉ።

XS
SM
MD
LG