ባህርዳር —
ኣብ ዞባ ሰሜን ጎንደር ኣብ ዝርከብ ሃገራዊ ሕዛእቲ ጎቦታት ሰሜን፡ ዝተላዕለ ባርዕ ሓዊ ንምጥፋእ ጻዕሪ ይካየድ ምህላዉ ምምሕዳር`ቲ ከባቢ ኣፍሊጡ።
ምኽትል ኣመሓዳሪ`ቲ ዞባ ኣቶ ቢምረው ካሳ ሎሚ ምስ ድምጺ ኣመሪካ ኣብ ዝነበሮ ጻንሒት፡ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ጀሚሩ ክሳብ ሎሚ ቀጺሉ ዘሎ ባርዕ ፡ዘውረዶ ጉድኣት ብወግዒ ክፍለጥ ኣይተኻእለን ኢሉ።
ቅጥዒ