ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ውድብ ጥዕና ዓለም (WHO) ጉጅለ ረድኤት ህጹጽ እዋን ናብ ኢትዮጵያ ልኢኹ


ካብ ዝሓለፉ ዓስርተታት ዓመታት እቲ ዝኸፍአ ደርቂ ኣጋጢምዋ ናብ ዘሎ ኢትዮጵያ ሓደ ጉጅለ ህጹጽ ረድኤት ከምዘዋፈረ ዓለም-ለኸ ውድብ ጥዕና ኣፍሊጡ ።

ዓለም-ለኸ ውድብ ጥዕና(WHO) እቲ ሕጽረት መግቢ፡ ንኩነታት ተመሓላለፍቲ ሕማማት ከጋድድን ብሚሊዮናት ንዝቁጸሩ ሰባት አብ ሓደጋ ከእቱን ይኽእል’ዩ ክብል’ውን አጠንቂቑ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።

ውድብ ጥዕና ዓለም (WHO) ጉጅለ ረድኤት ህጹጽ እዋን ናብ ኢትዮጵያ ልኢኹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:24 0:00

XS
SM
MD
LG