ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ትንታነ -- ክልል ትግራይ ኣብ መሰጋገሪ’ዶ ቀራና መንገዲ?


ትንታነ -- ክልል ትግራይ ኣብ መሰጋገሪ’ዶ ቀራና መንገዲ?
please wait

No media source currently available

0:00 0:59:59 0:00

ክልል ትግራይ ድሕሪ 14 ኣዋርሕ ስምምዕ ሰላም ሎሚ እውን ኣብ ዝተሓላለኸ  ፀገማት ትርከብ። እቲ ክልል ናብ ዓፀቦ ዝቐረበ ዝበሎ ጥምየት፣ ልዕሊ ሓደ ሚሊዮን ተመዛበልቲ፣ ብስምምዕ ተጻብኦ ፕሪቶሪያ ክምለስ ዝተባህለ ሕገ መንግስታዊ ግዝኣታ ዘይተመለሰላ፣  ምድካም መራሕቲ ናይቲ ክልል ዝተራእየላ ክልል ኮይና አላ። 

XS
SM
MD
LG