ዋሽንግተን —
ኣብ ዝመጽእ ሕዳር ኣብ ዝካየድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ መን ይስዓር ብዘየገድስ ኵናት ማእኸላይ ምብራቕን ኣውሮጳን ምፍሕፋሕ ኣመሪካ ምስ ቻይናን ቀንዲ ጉዳያት ዲፕሎማሲ ኣመሪካ ኮይኖም ክቕፅሉ እዮም።
ኣብ ቓዛ ነባሪ ደው ምባል ተዅሲ ገና ኣይተበፅሐን።ኣብ ዩክሬን ውግእ ይቕፅል እዩ ዘሎ።ቻይና ከኣ ስግኣት ኮይና ቀፂላ ኣላ።ኣብዚ ዝመጽእ ምርጫ ካብ ክልቲኦም ሕጹያት መን ይስዓር ብዘየገድስ እዞም ዛዕባታት እዚኦም ፈተናታት ኮይኖም ክቕፅሉ እዮም።
ቅጥዒ