No media source currently available
ንኣሰራርሓ መግቢ እትምልከት ናይ መጀመርታ መፅሓፍ ኣብ 1796 ተሓቲማ። ካብኡ ኣትሒዙ ኣሰራርሓ መግቢ ዝምልከቱ መፅናዕታዊ ፅሑፋት እቲ ኣብ ታሪኽ ኣመሪካ ዝተፈላለየ መዋእል ርድኢት ንክህልው ኣኽኢሉ እዩ።