ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕሮግራም መግቢ ዓለም፡ ኣብ ኦጋደን ስርሑ ጠጠው ኣቢሉ


ኣብ ልዕሊ ሰራሕተኛታት ፕሮግራም መግቢ ዓለም ንዝተፈጸመ መጥቃዕቲ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያን ግንባር ሓርነት ኦጋደንን ነንሕድሕዶም ይካሰሱ

ፕሮግራም መግቢ ዓለም ናይ ኦጋደን ስርሑ ጠጠው ዘበለ፡ ሓደ ሰራሕተኝኡ ብድብያ ድሕሪ ምቕታሉ`ዩ። በቲ መጥቃዕቲ ኻልእ ሰራሕተኛ ሕቡራት ሃገራት ዝቖሰለ ክኸውን ከሎ፡ 2ተ ኣብ ዝኣተውዎ ኣይተፈልጠን።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰራሕተኛታት ረድኤትን ጋዘጠኛታትን ናብ ክሊ ኦጋደን ኸይኣትዉ ክኽልክል ጸኒሑ`ሎ።

XS
SM
MD
LG