No media source currently available
ገለ ኽፋላት ቓዛ ኣብ ኣፍደገፍ ዓፀቦ ዝርከቡ ክኾኑ ከለው ኣብ ምዕራባዊ ገማግም ዝርከቡ ፍልስጤማውዊያን ድማ ይሳቐዩ ኣለው። ናብ እስራኤል ኣትዮም ክሰርሑ ኣይክኣሉን። ብሙሉኡ ቁጠባ ምዕራባዊ ገማግም የንቋልቁል እዩ ዘሎ።