ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራዊት ኣመሪካዊት ወይኒ ቀላቲ ኣብ ከተማ ሪችመንድ ተዓዊታ


ወይኒ ቀላቲ ኣብ ቴክሳስ ዝተዓወተትሉ ጊዜ
ወይኒ ቀላቲ ኣብ ቴክሳስ ዝተዓወተትሉ ጊዜ

ኤርትራዊት ኣመሪካዊት ወይኒ ቀላቲ ብቐዳም 20 ጥሪ 2024 ኣብ ክፍለ ግዝኣት ቨርጂንያ ከተማ ሪችመንድ ዘዳለወቶውድድር ጉያ በረኻ(ክሮስ ካንትሪ) ተዓዊታ።

ወይኒ ነቲ ናይ’ዚ ቅነ’ዚ ዓወት ዘመዝገበት፣ ኣብ ሂዩስተን ቴክሳስ ኣብ ፍርቂ ማራቶን ውድድራ ብ1፡06፡25 ዛዚማ ንናይ ሰሜን ኣሜሪካ ክብረ ወሰን ድሕሪ ምስባራ እዩ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG