ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

2023 -- ዝወዓየት ዓመት


2023 -- ዝወዓየት ዓመት
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:41 0:00

እዛ ዝተዛዘመት ዓመተ 2023 ንልዕሊ ሽሕ ዓመታት ኣብ ዘቝጸረ እዋን ዝወዓየት ምዃና ተመራመርቱ ይገልጹ። እዚ ውጽኢት ለውጢ ክሊማ ምዃኑ ዝገልጹ ተመራመርቲ፡ ሓደ ካብ ውጽኢቱ ድማ ኣብ በበይኑ ቦታታት ዝተራእየ ዘይንቡር ዝናብን ባርዕ ጫካን ምዃኑ ይነግሩ።

XS
SM
MD
LG