ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መራኽብ ቻይና ሓባራዊ ወታሃደራዊ ልምምድ ኣመሪካን ኣውስትራልያን ንምክትታል ከምዝንቀሳቀሳ ተሓቢሩ


▶መራኽብ ቻይና ሓባራዊ ወታሃደራዊ ልምምድ ኣመሪካን ኣውስትራልያን ንምክትታል ከምዝንቀሳቀሳ ተሓቢሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:34 0:00

▶መራኽብ ቻይና ሓባራዊ ወታሃደራዊ ልምምድ ኣመሪካን ኣውስትራልያን ንምክትታል ከምዝንቀሳቀሳ ተሓቢሩ

መራኽብ ዳህሳስ ቻይና ነቲ ዛጊት ካብ ዝተራእየ እቲ ዝዓበየ ዝተባህለ ሓባራዊ ወታሃደራዊ ልምምድ ኣመሪካን ኣውስትራልያን ንምክትታል ከምዝተንቀሳቀሳ ተገሊጹ።

እተን ዝለዓለ ቴክኖሎጂ ስለላ ዝተዓጥቃ ምዃነን ክኢላታት ምክልኻል ዝገለጽወን መራኽብ ቻይና ኣብ እዋን እቲ "ታሊስመን ሰይበር" ዝጽዋዕ ሓባራዊ ወታሃደራዊ ልምምድ ካብ ግዝኣተ ማያት ኣውስትራልያ ወጻኢ ኣብ ዘሎ ማያት ክጸንሓ እየን።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG