No media source currently available
ኣብ ምርጫ ኣመሪካ ምኽትል ፕረዚደንታዊ ሕፁይ ሪፖብሊካን ፓርቲ ጀይ ዲ ቨንስን ሕጹይ ዲሞክራሲያዊያን ቲም ዎልስን ሎሚ ሰሉስ 1 ጥቅምቲ 2024 ፈላማይን እንኮን ክትዕ ከካይዱ እዮም።