No media source currently available
ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ አቦ መንበር ኢህወዴግን ኮይኖም ተመሪጾም። ብመሰረት ሓበሬታ መራኸቢ ብዙሃን እታ ሃገር ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ልዕሊ 60 ሚእታዊት ድምጺ ተወከልቲ ህዝቢ ብምርኻብ ምዕዋቶም ሓቢሮም።