ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጋናዊያን ፕሬዝዳንቶም ክመርፁ ውዒሎም


ጋናዊያን መረፀቲ ኣብ ስልጣን ዝርከቡ ፕሬዝዳንት ናና ኣኩፎ ኣዶ ኣብ ስልጣኖም ክፀንሑ ወይ ናይ ቀደም ፕሬዝዳንት ጆን ማሃማ ዳግም ናብ ስልጣን ክምለሱ ድምፆም ክህቡ ውዒሎም ኣለው።

ብመሰረት ዝተኣከበ መዐቀኒ ሪኢቶ ህዝቢ ኣብ ስልጣን ዝርከቡ ፕሬዝዳንት ክዕወቱ ዝኽእሉ እንተኾኑ እውን ናይ ፕሬዝዳንት ኣኩፎ ኣዶ ፓርቲ ኣብ ፓርላማ ዝነበሮ በዝሒ ወናብር ክስእን ትፅቢት ይግበር።

ኣብ 33,000 ማእኸላት መውሃቢ ድምፂ ልዕሊ 17 ሚሊዮን ሰባት ድምፆም ክህቡ ተመዝጊቦም ኣለው።

XS
SM
MD
LG