ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣስመራ :ብማህበር ተወዲቦም ደም ዝልግሱ መንእሰያት


ኣብ ቐጽሪ ሃገራዊ ባንክ ደም ኣስመራ ዝርከብ ሃገራዊ ማህበር ወለንተኛታት ለገስቲ ደም ኤርትራ ክምስረት ከሎ ንዘጋጥም ዝነበረ ዋሕዲ “RH –ve” ዓይነት ደም ዘለዎም ሰባት ንምፍታሕ ኽከውን ከሎ ኣብ ዓመተ 2016 ሃገራዊ ወለንተኛታት ለገስቲ ደም ዝብል ስም ኣብ ኩለን ዞባታት ኤርትራ ጨንፈራት ከፊቱ ይንቀሳቀስ ኣሎ።

ብዛዕባ’ዚ ማህበር ዝተዳለወ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣስመራ :ብማህበር ተወዲቦም ደም ዝልግሱ መንእሰያት
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:04 0:00

XS
SM
MD
LG