ኣቶ ተኪኤ ተስፋይ ካብ ኣስመራ፡ ግዙፍ መዝገበ ቓላት ትግርኛ ዝጸሓፉን፡ ብዙሓት ሓጸርት መጻሕፍትን ትርጉማትን ዘሕተሙን`ዮም።
መም/ገብረኪዳን ደስታ ካብ መቐለ ብወገኖም፡ ብርክት ዝበለ ንምምዕባል ትግርኛ ዘገልግል ጽሑፋትን ኣፋዊ ብሂላትን ዘቕረቡ`ዮም፡ ሕጂ ድማ ተወሳኺ ዝኸውን መጽሓፍ ኣብ ምውጻእ ይርከቡ።
ቀዳማይ ክፋል ወግዖም እንሆ።
ኻልኣይ ኽፋል ምይይጥ ንምስማዕ ኣብ`ዚ ጠውቑ፡