ኣካፍል
መሕተሚ
ካብ መቀለ ብዛዕባ ቓንቃ ትግርኛ ንመምህር ገብረ ኺዳን፣ ካብ ኤርትራ ኸአ ብዛዕባ ቓንቃ ኩናማ ንሓደ ስነ ጥበባዊ ሓዙ'ሎ።
ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ
ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ዚ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ ። ሰሙናዊ መደባት ዓርቢ፡ ቂሔ-ጽልሚ / ፍሉይ መደብ/ ሕቶን መልስን