ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ትሕዝቶ ቒሐ-ጽልሚ፡-ውድድር ቁንጅና ኣብ ኣስመራ፡ ባህሊ ዋጅራት-ትግራይ፡ ዕላል ምስ ተወልደ ረዳ


ብምኽንያት መበል 20 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፡ 100 ቆነጃጂት ዝወዳደራሉ መድረኽ ኣብ ኣስመራ 3ይ ዙር ሒዙሎ። ዝተዓወተት ኣብ ዕለት ግንቦት 24 ወ/ት ናጽነት ክትስየም ኢያ።

ኣብ ደቡብ-ትግራይ ዝነብር ህዝቢ ዋጅራት፡ ናቱ ፍሉይ ባህልን ናይ ዳኝነት ስርዓትን ከምዘለዎ ዝሕብር መጽሓፍ ተጻሒፉ`ሎ።

ካብ ቀዳሞት ደረፍትን ሙዚቀኛታትን ሓደ ተወልደ ረዳ ካብ ሆላንድ፡ ዝገበሮ ዕላል ካልኣይ ክፋል`ውን ኣብ ናይ ሎሚ መደብ ቂሐ-ጽልሚ ተኻቲቱ`ሎ።

ንምሉእ መደብ ቂሐ-ጽልሚ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡-

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብዚኣ'ሞ! ብመሰረት ክወሃብ ዝጸንሐ ሓበሬታታት ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ሶማል ዝጸንሓ መርገጺ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG