900 ፍልሰተኛታት ሎሚ ብሓይልታት ሓይሊ ባሕሪ ኤውርጳ ናብ ደቡባዊ ኢጣልያ መጺኦም ኣለዉ ኢሉ ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ክፍሊ ሶማል
ስደተኛታት ኣብ ወደብ መሲና (ኢጣልያ)
![ሓንቲ ናይ ኖርወይ መርከብ መብዛሕቲኦም ኤርትራውያን ዝኾኑ ብውሕዱ 239 ስድተኛታት ሎሚ ንግሆ ኣብ ወደብ መሲና ከምዘእተወቶም`ውን ተገሊጹ`ሎ።](https://gdb.voanews.com/ebae9bb2-0de7-413b-96dc-fcaee099faa4_cx0_cy13_cw0_w1024_q10_r1_s.jpg)
9
ሓንቲ ናይ ኖርወይ መርከብ መብዛሕቲኦም ኤርትራውያን ዝኾኑ ብውሕዱ 239 ስድተኛታት ሎሚ ንግሆ ኣብ ወደብ መሲና ከምዘእተወቶም`ውን ተገሊጹ`ሎ።
![እቶም ፍልሰተኛታት ካብ ሊብያ ውጽእ ምስ በሉ ናይ ርድኡና ጻውዒት ናብ ሰበስልጣን ኢጣልያ ከምዘመሓላለፉ፡ ሰበስልጣን ሕብረት ኤውሮጳ ንቪኦኤ ገሊጾም።](https://gdb.voanews.com/6a38390e-0b62-48a9-8914-4eccbef03814_cx12_cy8_cw87_w1024_q10_r1_s.jpg)
10
እቶም ፍልሰተኛታት ካብ ሊብያ ውጽእ ምስ በሉ ናይ ርድኡና ጻውዒት ናብ ሰበስልጣን ኢጣልያ ከምዘመሓላለፉ፡ ሰበስልጣን ሕብረት ኤውሮጳ ንቪኦኤ ገሊጾም።
![ድሕሪ ሰዓት`ውን ናይ ብሪጣናይ መርከብ መብዛሕቲኦም ኤርትራውያን ዝኾኑ ልዕሊ 650 ፍልሰተኛታት ኣብ ካታንያ ሃርበር ደቡባዊ ኢጣልያ ኣእቲያቶም ኣላ ።](https://gdb.voanews.com/49691a60-8376-4796-a2cd-116310e47cee_cx4_cy13_cw96_w1024_q10_r1_s.jpg)
11
ድሕሪ ሰዓት`ውን ናይ ብሪጣናይ መርከብ መብዛሕቲኦም ኤርትራውያን ዝኾኑ ልዕሊ 650 ፍልሰተኛታት ኣብ ካታንያ ሃርበር ደቡባዊ ኢጣልያ ኣእቲያቶም ኣላ ።
![ሓንቲ ናይ ኖርወይ መርከብ መብዛሕቲኦም ኤርትራውያን ዝኾኑ ብውሕዱ 239 ስድተኛታት ሎሚ ንግሆ ኣብ ወደብ መሲና ከምዘእተወቶም`ውን ተገሊጹ`ሎ።](https://gdb.voanews.com/d06efc00-82e1-4d26-9ae5-6582a47e5612_cx0_cy10_cw98_w1024_q10_r1_s.jpg)
12
ሓንቲ ናይ ኖርወይ መርከብ መብዛሕቲኦም ኤርትራውያን ዝኾኑ ብውሕዱ 239 ስድተኛታት ሎሚ ንግሆ ኣብ ወደብ መሲና ከምዘእተወቶም`ውን ተገሊጹ`ሎ።