ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ድምጺ ኣሜሪካ ምስ ስደተኛታት ከተማ ካልያስ - ፈረንሳይ

ብቅጽል ስሙ “ጫካ” ዝፍለጥ ከተማ ካንያስ-ፈረንሳይ ዝርከቡ መዓስከራት ስደተኛታት ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ዓለም አፍጋኒስታን፡ሱዳንን ኤርትራን ወሲኻ ንዝመጹ በአሽሓት ዝቁጸሩ ስደተኛታት አዕቁቡ’ሎ።

እዚ አብ ልዕሊ አብቲ ቦታ ዝጸንሑ 4000 ስደተኛታት’ዮ። ኹነታት መነባብሮኦም ዘሕዝን’ዩ እንተኾነ መብዛሕትኦም ገና አብ ጉዕዞ’ዮም ብክንዲ ዝተኸፍለ ዋጋ ድማ ንብሪጣንያ ንምብጻሕ ይፍትኑ።
ጋዜጠኛ ድምጺ ኣሜሪካ ንክፍሊ ፈረንሳይ ኒኮላስ ፒናልት አብቲ ቦታ አብ ዝበጽሓሉ ዝተወስደ አሳእል’ዩ።

ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG