ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤምባሲ አሜሪካ አብ ኤርትራ ቪዛ B1, B2 ንኤርትራውያንን ኮነ ካልኦት ዜጋታት ደው ከምዘበለ ሓቢሩ


ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኤርትራ ብመሰረት ካብ ሚንስትር ወጻኢ ጉዳያት ኣሜሪካ ዝተዋህበ መምርሒ ንስራሕ ኮነ ንዕረፍቲ ናይ ኢምግራንት ዘይኾነ ቪዛ B1/B2 ንዝሓቱ ኤርትራዊያን ኮነ ዜጋታትን ነበርቲን ኣሜሪካ ቪዛ ምሃብ ደው ከምዘበለ ገሊጹ።

ቤት ዕዮ ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ምስ ረብሓ ኣሜሪካ ብዝተሓሓዝ ወይ ህጹጽ ሰብኣዊ ምብጻሕ ወይ ካልኦት ፍሉያት ጉዳያት ምስዝህልው ምናልባት ዝተፈልየ ኣረኣእያ ይገብር ይኸውን ዝበለ’ቲ ኤምባሲ ኣሜሪካ፡ እቲ ሚንስትሪ ዘውጽዖ መግለጺ ብሕጊ ኢምግሬሽን 243(d) ዝተወሰደ ስጉምቲ ምኳኑ’ውን ሓቢሩ’ዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG