ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ህጻናት እቶም ቀንዲ ግዳያት ዘይምርግጋእ - ሕ/ሃገራት


ህጻናት እቶም ቀንዲ ግዳያት ዘይምርግጋእ - ሕ/ሃገራት
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:03 0:00

ትማሊ መግለጺ ዘውጸአ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ግጭት ዝተራእየለን ሃገራት: ብሕልፊ አብ መንጎ እስራኤልን ፍልስጤማዊያንን፣ ኣብ ኮንጎን ሶማልን፣ ብርክት ዝበሉ ቆልዑ፣ ዝሓለፈ ዓመት ንኣዝዩ ከቢድ ግህሰት ከምዝተቓልዑ ገሊጹ። ኣብ ሀይቲ፡ ናይጀርያ፡ ኢትዮጵያ፡ ሞዛምቢክን ዩክሬንን’ውን ተመሳሳሊ ሻቕሎት ከምዘለዎ ትካል ህጻናት ሕ/ሃገራት ኣፍሊጡ።

XS
SM
MD
LG