No media source currently available
አብ ከተማ ኢስታንቡል ብዘጋጠመ ርእሰ-ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ቦምብ አስታት 10 ሰባት ሞይቶም ካልኦት 15 ድማ ቆሲሎም። ፕረዝደንት ቱርኪ እቲ መጥቃዕቲ ብሶርያዊ'ዩ ተፈጺሙ ክብሉ ርእይቶኦም ሂቦም ኣለው።