ዋሽንግተን —
ንሶም ምስ መራሕቲ ኣውሮጳ ንምርኻብ ንዝረኸብዎ ኣጋጣሚ ኣመስጊኖም፡ ኣሜሪካ ምስ ኣውሮጳ ድልዱል ዝምድና ንኽህሉ ዘለዋ ውፍዩነት ኣረጋጊጾም ኣለው።
ሚስተር ፔንስ ኣብ ብራስልስ ምስ ሓላፊ ፖሊሲ ወጻኢ ሕብረት ኣውሮጳ ፈደሪካ ሞግሃሪኒ ኣብ ዝተራኸብሉ እዋን’ዮም ነዚ ገሊጾም።
ሞግሃሪኒ ብወገነን ሕብረት ኣውሮጳን ኣሜሪካ ሓቢሮም ክሰርሕዎ ዘለዎም ብዙሕ ነገራት ኣሎ ክብላ ገሊጸን።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።