ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምኽትል ሕጹይ ተወዳዳሪ ሪፖብሊካን ፓርቲ ኮይኖም ዝተመርጹ ጀይ ዲ ቫንስ - ኣብ ዋዕላ ሪፖብሊካን


ምኽትል ሕጹይ ተወዳዳሪ ሪፖብሊካን ፓርቲ ኮይኖም ዝተመርጹ ጀይ ዲ ቫንስ
ምኽትል ሕጹይ ተወዳዳሪ ሪፖብሊካን ፓርቲ ኮይኖም ዝተመርጹ ጀይ ዲ ቫንስ

ተወዳዳሪ ሕፁይ ምኽትል ፕረዚደንት ሪፑብሊካን ኮይኖም ዝተመረፁ ጀይ ዲ ቫንስ ኣብቲ ትማሊ ረቡዕ ንሳልሳይ መዓልቲ ዝተጋብዓ ዋዕላ ሰልፊ ሪፖብሊካን ቀንዲ ትኹረት ረኺቦም ኣምስዮም። መፃምድቲ ፕረዚደንት ትራምፕ ዝኾኑ ቫንስ ፖሊሲ ጉዳያት ወፃኢን ደሕንነትን ብዝምልከት “ኣመሪካ ትቅደም” ንዝብል ኣቀራርባ ሓንጎፋይ ኢሎም ዝተቀበሉ’ዮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቅጥዒ

Recommended

XS
SM
MD
LG