ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሚ/ሕርሻ ኤርትራ ኣብ ውሽጢ ሃገር ክልተ ክታበታት ከምዘፍረየ ኣፍሊጡ

ሚ/ሕርሻ ኤርትራ ኣብ ውሽጢ ሃገር ክልተ ክታበታት ከምዘፍረየ ኣፍሊጡ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:55 0:00

ሚ/ሕርሻ ኤርትራ ኣብ ውሽጢ ሃገር ክልተ ክታበታት ከምዘፍረየ ኣፍሊጡ

ሃገራዊ ላቦራቶሪ ጥዕና እንስሳን ብቑልን ሚንስትሪ ሕርሻ ኤርትራ፡ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝመስርሖም ክልተ ክታበታት ከም ዘፍረየ ካብቲ ቤት ጽሕፈት ዝተረኽበ ሓበሬታ ኣመልኪቱ።

እዞም ክልተ ክታበታት ኣብታ ሃገር ብሰፊሑ ንዝረአ ሕማማት ደርሆን ጤለ-በጊዕን ዝከላኸሉ’ዮም።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG