No media source currently available
ሃገራዊ ላቦራቶሪ ጥዕና እንስሳን ብቑልን ሚንስትሪ ሕርሻ ኤርትራ፡ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝመስርሖም ክልተ ክታበታት ከም ዘፍረየ ካብቲ ቤት ጽሕፈት ዝተረኽበ ሓበሬታ ኣመልኪቱ። እዞም ክልተ ክታበታት ኣብታ ሃገር ብሰፊሑ ንዝረአ ሕማማት ደርሆን ጤለ-በጊዕን ዝከላኸሉ’ዮም።