ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ባህላዊ ምርኢት ማሕበር ተጋሩ መናእሰይ ትግራይ ሰሜን ኣሜሪካ

ባህላዊ ኣካዳድና ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይን ግጥምታትን ቐሪቦም

ኣብ ዝሓልፈ ሰሙን ምሸት ዓርቢ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ሰሜን ኣሜሪካ ባህላዊ ኣካዳድና ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይን ግጥምታትን ብዝምከት ዋሽንግተን ዲሲ ኣብዝርከብ ቀፅሪ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣማእቲ መንእሰያትን ዓብይትን ኣጋይሽ ኣብዝተረኸብሉ ናይ ምሸት ምርኢት ኣርእዮም ነይሮም።ንዝርዝሩ ኣድምፁ።

This item is part of
XS
SM
MD
LG