ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ድርብ ኣኼባ ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ ኣብ ዴንቨር ተሳሊጡ


ተጋሩ ተቀማጦ ሰሜን ኣሜሪካ ኣብ‘ዘን ዝሓለፋ መዓልታት ኣብ ዴንቨር ኮሎራዶ ኣሜሪካ ተራኺቦም ንዓመታዊ ፈስቲቫል ኣስተማቂሮም።

ኣብ‘ቲ ካብ ዝሓለፈ ረቡዕ ክሳብ ሰንበት ዝዘለቀ ፈስቲቫል ኣኼባ መናእሰይ፣ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዘሰላሰለቶምን ዝሓዘቶምን ውጥናት፣ ካብ ዓዲ ምስ ዝመፁ ሓለፍቲ መብርሂን ሕቶን መልስን ኣብ መወዳእትኡ ትልሂታዊ ምሸት ከምዝነበረ ኣጋይሽና ይሕብሩ።

XS
SM
MD
LG