ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣሜሪካ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ንዘጋጠመ ሓደጋ ደርቂ ተወሳኺ 268 ሚሊዮን ዶላር ሓገዝ ከምዘድልይ ገሊጻ


ኣሜሪካ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ንዘጋጠመ ሓደጋ ደርቂ ተወሳኺ 268 ሚሊዮን ዶላር ሓገዝ ከምዘድልይ ገሊጻ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:04 0:00

ኣሜሪካ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ንዘጋጠመ ሓደጋ ደርቂ ኣብ ዝመጽእ ሰለስተ ኣዋርሓ 268 ሚሊዮን ዶላር ተወሳኺ ሓገዝ ከምዘድልይ ናይ ህጹጽ እዋን ግብረ-መልሲ ጉጅለ ናብ ኢትዮጵያ ከምትልእክን አመሓዳሪት USAID ጌል ስሚስ ኣፍሊጠን። እዚ ሓገዝ ኣሜሪካ ኣቐዲማ ካብ ዝሃበቶ 500 ሚሊዮን ዶላር ተወሳኺ’ዩ።

XS
SM
MD
LG