ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ፀገም፡ ጥሜት ኢልካ ንምፅዋዕ እኹል መረዳእታ የብልናን” ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣመሪካ

“ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ፀገም፡ ጥሜት ኢልካ ንምፅዋዕ እኹል መረዳእታ የብልናን” ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣመሪካ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:12 0:00

“ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ፀገም፡ ጥሜት ኢልካ ንምፅዋዕ እኹል መረዳእታ የብልናን” ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣመሪካ

ኣብ ክልላት ዓፋርን ትግራይን ዑደት ስራሕ ዘካየዳ ተሓጋጋዚት ኣመሓዳሪት ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣመሪካ (USAID) ሶናሊ ኮርዲ፡ ድሕሪ ዑደተን ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃበኦ መብርሂ፡ እቲ ኣጋጢሙ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ጥሜት ኢልካ ንምፅዋዕ እኹል መረዳእታ ከም ዘየሎ ገሊፀን። ኣብ ምፅዋዑ ዘሎ ኣበሃህላታት ብዘይገድስ ግን እቲ ተራእዩ ዘሎ ዋሕዲ መግቢ ኣዝዩ ኣሰካፊ ብምዃኑ ሓገዝቲ ኣካላት ኣቓልቦ ክህባ ፀዊዐን።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG